Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19  ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር። ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣  ጉዳፍ ፀጋይ፣…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው…

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…

ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ። ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት…

ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት…

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…

ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ውድድር 2023/24 ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርሴናል፥ ኤዲ ኒኪታህን ቡካዩ ሳካን ብዘቑፀርወን ሸቶታት ኢያ ክትስዕር ክኢላ። ንኖቲንግሀም ፎረስት ብሕታዊት ሸቶ ዘቑፀረ…