Browsing Category
ስፓርት
መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም።
ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ…
ፍፃመ ፀወታ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ሎሚ ምሸት ዝገብርኦ ፍፃመ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሙኒክ ስቴድየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን ክልቲአን ክለባት ብመንፅር ዘለዉወን ብሉፃት ተፃወትቲ ብተመልከቲ…
ራፊንሀ -ኣብ ላሊጋ ስፔን ኮኸብ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ካታላዊት ጋንታ ባርሴሎና ራፊንሃ ኮኾብ ተፃታይ ዓመተ ውድድር 2024/25 ላሊጋ ስፔን ብምባል ተመሪፁ፡፡
ራፊንሃ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ንባርሴሎና 36 ፀወታታት ላሊጋ ብምግባር 18 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ትሽዓተ ንሸቶ ዝኾና ኮዓሻሹ…
ኣርሰናል ውዕል ጋብሬል ማግሃሌስን ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ውዕሉ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ከምዘናውሐት ዕላዊ ገይራ።
ብራዚላዊ ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ሊል ናብ ኣርሰናል ምፅንባሩ ይዝከር።
ማግሃሌስ ናብ ክለብ…
መቐለ 70 እንደርታ ን ሲዳማ ቡናን ስዒራ
ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 33 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ቤንጃሚን ኮቴ ንመቐለ 70 እንደርታ ሽቶ ዓወት ኣቑፂሩ፡፡
ከምኡ እውን ንግሆ…
ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ኣዳማ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቢንያም ኣይተንን ሙሴ ኪሮስን ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ኣዳማ ከተማ ተኸታታሊ…
ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ።
እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ።
ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ…
ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ።
ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…
ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ።
ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን።
ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…
ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…