Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን4ይ ግዘ ኣብ ዳሬሰላም ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ዝተኻየዱ መኽፈቲ ውድድራት፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት 9 ወርቂ፣ ሓደ ብሪን ሓደ ነሓስን ሜዳሊያታት ኣኪቦም፡፡…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ከምዝተገበረ ካፍ ኣፍሊጡ። ብኣሳዳእነት ኮትዲቧር ከም ኣቆፃፅራ ኣውፓውያን 2023 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፀዋዕ ኣፍሪካ ተሳታፊ ንምዃን ዝግበሩ መፃረዪ…

ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ  ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡ ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ። ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ዝተራኸበት ጋንታ ሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ጊት ጋትኩት፣ ይገዙ ቦጋለን ሃብታሙ ገዛሀኝን ሲዳማ ንኽትዕወት ሽቶታት ኣመዝጊቦም።…

ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ…

ሰለስተ ዳያኑ ኩዕሾ እግሪ ካብ ፕሪሜር ሊግ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ዲቻን ኢትዮጵያ ቡናን ክሲ ተመስሪቱዎም ዝነበሩ ሰለስተ ዳያኑ ኣብ ዝተረፉ ውድድራት ፕሪሜርሊግ ከይዳንዩ ተኣጊዶም። ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገበረኦ…

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ  ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ  ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሓላዊት ልዳት ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ። ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሃዲያ…