Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ዝራኸባሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመፅዋዕ ዓለም ኳታር ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ከተኣናግድን ኢዩ። ሃገራዊያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዝራኸባ እንትኾና÷ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ተገይሩሉ ይርከብ። ፅባሕ ፈረንሳይን ኣፍሪካዊትዋ…

መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ…

ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል  ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን። እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ…

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን…

ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ኣርሒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ከምዘርሓቐ ዕላዊ ገይሩ። ቤልጂየም ኣብ ቀዳማይ ዙር  ዋንጫ ዓለም ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ ካብቲ ብሄራዊ ጋንታ ወፂኡ። እቲ ወዲ 31 ዓመት ንሃገሩ ኣብ 126 ፀወታታት ብምስላፍ 33 ሸቶታት…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ፖርቹጋል ምስ ስዊዘርላንድ ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ…

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን። ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ…