Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን።
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
እተን ሸቶታት ድማ…
ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ሃዲያ ሆሳእና ካብ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ንኽትወስድ ዘኽአለት ሽቶ ዳዋ ሆቴሳ ኣብ መበል 90 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።…
ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ።
ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ።
እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን…
ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ።
ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡
ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ…
ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ።
ክልተ ሽቶታት ጋንታ ባህርዳር ከነማ ፍፁም ኣለሙ ኣብ መበል 5 ን 18 ደቒቕ እንተቑፅረን ሳልሰይቲ ሽቶ ድማ ባየ ገዛሀኝ ኣብ 53 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።…
ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን
ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ
ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ
ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ…
መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ…
መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ…
ንጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንነበር ጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ።
ንሻምበል ኣበበ ቢቂላን ሻምበል ማሞ ወልዴን መካነ መቓብሮም ኣብ ዝርከበሉ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዮሴፍ ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባ ዝተሳለጠ…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና…