Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ቀሪ ፀወታታት ተኻይዶም።
ናብ ጎንደር ተጓዒዛ ኣብ ስታዲየም ፋሲለደስ ምስ ፋሲል ከነማ ዝገጠመት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኚቨርሲቲ ብብሕታዊት ሸቶ ሙጂብ ቃሲም 1 ን 0 ስዕረት ኣተኣናጊዳ ተመሊሳ።…
ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሎም ውዒሎም።
ብመሰረት እዚ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማ፣ ክማ ኣባ ክፋር፣ ወላይታ ድቻን ወልቂጤ ከተማን እንትዕወታ፥ መቐለ ሰብዓ…
መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ 6 ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ፅባሕ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ክውዕል ኢዩ።
ኣብቲ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ድማ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ መቕለ 70 እንደርታ…
ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ።
እታ ጋንታ 5 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ተሳዒራ።
እተን ሸቶታት ድማ ሃብታሙ ገዛሀኝ ኣብ…
ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ።
ኣብ ስታዲየም…
ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ተዋሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ሂቡወን።
እቲ ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መህነፂ ስታዲየምን ማእኸል ስፖርትን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ውፅኢት 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ካብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ዓስራይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ኣርባዕተ ፀወታታት ብምስዕዓር ተዛዚሞም።
ብመሰረት እዚ፦
ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ 1- 1 ኢትዮጵያ ቡና
ቅዱስ ጊዮርጊስ 1 - 0 ባህርዳር ከተማ…
ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተማሪሖም ብምእታው ዓወት ኣመዝጊቦም።
ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኦሊቃ አዱኛ 2 ሰዓት፣ 6 ደቒቓን 15 ሰኮንድን ብምእታው ተዓዋቲ እቲ ውድድር ኮይኑ።
ኬንያዊ ኣትሌት ኤሪክ ኪፕሮኖ 2ይ…
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ዝካየዱ ግጥማት ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ምስ ጋና፣ ደቡብ ኣፍሪቃን ዚምባብወን ኢያ ተመዲባ ዘላ።
እቲ ምድብ ድልድል ኣብ ከተማ ካይሮ ዝተኻየደ…
ወልዋሎ መይድኡ ንክግምገመሉ ሕቶ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወልዋሎ ንዝሓለፉ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ፅገና ዝፀንሐን ኣብ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን መይድኡ ብኣወዳደርቲ ኣካላት ንክግምገመሉ ብደብዳበ ሕቶ ኣቕሪቡ።
እቲ ሜዳ ብዝሓሸ ፅሬት ከምዝተሰርሐ ዝተገለፀ…