Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣዳማ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቢንያም ኣይተንን ሙሴ ኪሮስን ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣዳማ ከተማ ተኸታታሊ…

ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ። ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ…

ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ። ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…

ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን። ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…

ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…

ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ  ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…

ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ከምዘፈረሞ ግልፂ ገይሩ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ካብ ሊቨርፑል ንምልቃቕ ምውሳኑ ቅድሚ ሰሙናት ምግላፁ ይዝከር። ኣብ ሓዱሽ ክለብን ዝተፈለየ ቦታን ንባዕሉ ንምፍታሽ ብምድላዩ…

ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡ ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…

መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18ን 20 ዓመት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 13 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመትን 4ይ ሻምፒዮና ትሕቲ 18 ዓመትን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡ ኣብቲ ውድድር ካብ ሰሸሞንተ ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምኡ እውን ካብ ጋንታታትን ትካላትን…