Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብ ባርሴሎና ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ባርሴሎና ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ሓዱሽ ኩንትራት ከምዝፈረመ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብ 2019 ካብ ኣያክስ ናብ ጋንታ ካታሎን ባርሴሎና ዝተፀምበረ ፍሬንኪ ዲዮንግ፤ ኣብታ ጋንታ ዘደንቕ…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት…

ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ……

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ተፀራሐት ኢያ፡፡ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ 31 ዓመታት ትፅቢት ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተመለሰትላ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2005 ዓ.ም ከምዝኾነት ይዝከር፡፡…

ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡ ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ምድብ 9ይ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡ ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…

ቼልሲ ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘተኣናገደቶም ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ብምምላስ ንሊቨርፑል ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ እተተኣናግደሉ…