Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ እንግሊዝ ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ምሸት ሰዓት 12፡30 ክራኸባ ኢየን። ማንቼስተር ሲቲ ንቦርንመዝ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፈት እንትትከውን፤ ኖቲንግሀም ፎረስት ድማ ንብራይተን ብምስዓር…

ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…

ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡ ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል…

ኣርሰናልን ክሪስታል ፓላስን ሎሚ ምሸት ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኤሚሬትስ ምሸት ሰዓት 4 ንክሪስታል ፓላስ ክተተናግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ብኹሉ ዓይነት ውድድር ኣብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሕድሕድ ፀወታታት ኣርሰናል ሓሙሽቲኦም…

ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ እዋን ልምምድ ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ብጉያ ህይወቱ ብብርኪ ዓለም ንዝድግፍዎን ንዘተባብዕዎን ደገፍቱ ምስጋና ዘቕረበን ዘመስገነ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ÷ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ…

ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ንኽትዕወት መሓመድ ኣበራ ብፍፁም ቅላዕን…

መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሸቶታት መቻል ሽመልስ በቀለ ኣመዝጊቡወን። እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ብ38 ነጥቢ 3ይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ኣዳማ ከተማ ድማ…

ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ኣርሰናል ካብ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኢፕስዊች ታውን ተራኺ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…

ሪያል ማድሪድ ምስ ኣርሰናል ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ መልሲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ኣሜዳኣ ንኣርሰናል ክተተኣንግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ዝገብረኦ ብርቱዕ ንሕንሕ ምሸት ሰዓት 4፡00 ክካየድ ኢዩ። ኣብ ኢሚሬትስ ዝገበረኦ ቀዳማይ ዙር…