Browsing Category
ስፓርት
ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ።
ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡…
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያን ግብፂን ብዝምልከት ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ።
እቲ ፌዴሬሽን ኣብቲ ፀወታ ዝተፈፀሙ ጉድለት ስነምግባር ስዒቡ እዩ ንማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓለም ለኸ ጥርዓን ናብ…
ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ።
ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡
እዚ…
ድሕሪ ክልተ ናይ ሊግ ፀወታ ዝተባረረ ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየር ሊቨርኩሰን ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢታቶም፡፡
እቶም ኣሰልጣኒ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ተሰናበቱ ብዘይ ጋንታ ዝፀንሑ እንትኾኑ፥ ኣብዚ ክረምት ንስፔናዊ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብምትካእ ንባየር ሊቨርኩሰን ምርካቦም…
ሎሚ መዓልቲ ዝተገበሩ ዝውውራት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲ መስኮት ዝውውር እዚ ክረምቲ ብዙሓት ተፃወትቲ ናብ ዝፈላለያ ጋንታታት እናተዘዋወሩ ይርከቡ፡፡
ሊቨርፑል ናይታ ጋንታን ፕሪሚዬር ሊግን ክበረወሰን 130 ሚሊየን ፓውንድ ብዝኾነ ሒሳብ ዝውውር ንኣሌክሳንደር ኢሳክን ካብ…
ማንቸስተር ሲቲ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 3ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ብብራይተን 2 ን 1 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡
ብራይተን ንኽትዕወት ነበር ተፃዋታይ ማንቸስተር ሲቲ ጀምስ ሚልነር ብፍፁም ቅላዕን ግሩዳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ…
ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ተሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ከምዝተሰናበቱ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡
ቱርካዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበረቶ÷ እቲ ውሳነ ዝተመሓላለፈ ፌነርባቼ ረቡዕ ምሸት ብቤኔፊካ ተሳዒራ ካብ ሻምፒዮንስ ሊግ ወፃእ ምዃና ሽዒቡ ኢዩ፡፡
ጆዜ…
ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ዋልያታት ሽመልስ በቀለ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝተርኣዩን ናይ ባዕሎም ኣሰር ከንብሩ ዝኸኣሉን ተፃወትቲ ሓደ ዝኾነ ነበረ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሽመልስ በቀለ ኢዩ፡፡
ናይ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ ኣብ ሃዋሳ ኮረም ሜዳ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ብብርኪ…
ኤቨርተን ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኤቨርተን ንብራይተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኤቨርተን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኒዲያዬን ጋርነርን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ኤቨርተን ፈላማይ ዕላዊ ናይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወታኣ…
ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን እንትቕፅሉ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
እቲ ሊግ ብስዕረት ዝጀመረት ማንቼስተር ዩናይትድ ፈላማይ ዓወት እዚ ውድድር ዓመት ብምሕሳብ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣብ ክራቨን ኮቴጅ…