Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ።
ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡
ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው…
ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ኣብ ውድድር ጉያ ግራንድ ስላም ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ንፈለማ እዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ነዊሕ ርሕቐት ደቂ ተባዕትዮ ተዓዊቱ።
ኣብ ኪንግስተን ኣብ ዝተኻየደ ልዑል ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር÷ ኣትሌት ሓጎስ ነቲ ርሕቐት…
ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ውድድር ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም።
ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝተገበረ ውድድር 15 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘው ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ጃፋር ጀማል ካልኣይ፣ ኣብዩት ሞገስ…
ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ግራንድ ስላም ትራክ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ።
ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት 4:04.51 ብዝኾነ ጊዘ ብምምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና።
እታ ኣትሌት…
ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህር ዳር ከተማ ብ34 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ16 ነጥቢ ኣብ 17 ደረጃ ትርከብ፡፡…
ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡
እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…
ፋሲል ከነማ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት ስዒሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 23 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።
ንፋሲል ከነማ ናይ ዓወት ሸቶታት ዘቑፀሩ ጌታነህ ከበደን ሸምሰዲን መሓመድን እዮም፡፡…
ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስፖርት ጅምናስቲክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ ፋይናንስን እታዎት ጅምናስቲክ ስፖርትን ከምዝገብር ዓለም ለኸ ፌዴሬሽ ጅምናስቲክ ኣፍሊጡ፡፡
ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ሞሪናሬ ዋታናቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ…
ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና…