Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ…

ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ…

ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ…

ዑደት ባካሪ ሳኛ ንስፖርት ቱሪዝም ዘለዎ እጃም ልዑል ኢዩ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ባካሪ ሳኛ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ንስፖርት ቱሪዝም ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናገበረ ምስ ዝርከብ ባካሪ ሳኛ ብምርኻብ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ከተማ ኖርዊች ዝገርም ክእለቱ የርኢ ዘሎ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ዓሊ አሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ካናዳዊ ቫንኩቨር ኋይትካፕ ን እንግሊዛዊ ኖርዊች ሲቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ መስኮት ዝውውር ዝተፀንበረ ትውልደ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣሕመድ፣ ብኽእለቱ ንብዙሓት ይምስጥ ኣሎ። ዓሊ ኣሕመድ ኣብ 2000 ኣብ ካናዳ ከተማ ቶሮንቶ ዝተወለደ እንትኾን…

ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናልን ባየርንሙኒክን ኣቐዲመን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፈን ኣብ ዘረጋገፃሉ ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካይራት ኣልማቲ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ቪያሪያልን ኣይንትራፍራንክፈርትን ካብቲ ውድድር ዝተሰናበታ…

ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ኣጀማምርኡ ዝሰመረሉ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ብምድማቕ ደረጃኡ ክብ ብምባል ናብ ኢትሃድ ዘምረሐ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ብቕልጡፍ ክላመድ ክኢሉ ኣሎ፡፡ ካብ ጋናዊ ኣቡኡን ፈረንሳዊት እንኡን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ኣብ…

ፓትሪክ ዶርጉ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜጋ ዘርሕቖ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ፓትሪክ ዶርጉ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ። እቲ ተፃዋቲ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንኣርሰናል 3 ን 2 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ዘደንቕ ሸቶ ምምዝጋቡ…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ብዘይሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ወፂአን፡፡ ኣብቲ…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 23 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ወሲዱ ኣሎ። ኣርሴናል መሪሕነቱ ንምጥንኻር ዓሊሙ ሎሚ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ  ልዑል ንሕንሕ…