Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ተፈታዊ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2026/27 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ሻምፒዮን ኣርሰናል ምስ ኮቨንትሪ ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅመር እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ሻመወፒዮን እቲ ሊግ ዝተጎናፀፈት ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል፤ ብተኸታታሊ…

ኣርሰናል ንኤዝሪ ኮንሳ ካብ ኣስቶንቪላ ንምፍራም ተስዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ንእንግሊዛዊ ተኸላኻሊ ኤዝሪ ኮንሳ ካብ ኣስቶንቪላ ንምፍራም ተሰማሚዓ። መድፈዐኛታት ጉድኣት ዊልያም ሳሊባን ጁሪያን ቲምበርን ስዒቡ ንኤዝሪ ኮንሳ ናብ ጋንታኦም ንኽፅምበር ከምዝተስማዕመዐት ቢቢሲ ፀብፂቡ። እቲ ተፃዋታይ ፅባሕ ምርመራ ሕክምና…

ስታዲየም ባሕሪ ዳር ንዓለም ለኸ ውድድራት ንምትእንጋድ ዘኽእሎ ፍቓድ ካብ ካፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታዲየም ባሕሪ ዳር ብኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዝተቐመጡ መለክዒታት ብምምላእ ዓለም ለኸ ውድድራት ንኸተኣናግድ ፍቓድ ረኺቡ። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ኣምሓራ ጋሻው ተቀባ ንፋና ዲጂታል ከም…

ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ሎሚ ምሸት ኣብ ሞንጎ ፒኤስጂን ኣስቶንቪላን ክካየድ እዩ፡፡ ተዓዋቲት ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂን ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላን እቲ ፅዋዕ ንምልዓል ዝገብረኦ…

መንበረ ንግስና ካብ ሜሲ ዝተረከበ ያማል!

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኒውዮርክ ሓዱሽ ንጉስ ኩዕሾ እግሪ መንበረ ስልጣን ከምዝተረከበ ንዓለም ተኣዊጁ ኣሎ። ናይ መወዳእታ ዳንሲ ሊዮኔል ሜሲን ንምዕዛብ ኣብ ቅድሚ ዝተኣከበ ህዝቢ ዓለም ብሰገናት ዝተመልአት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን እቲ ናይ ክብሪ ዘውዲ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝርከብሉ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣርጀንቲናን ስፔንን ኣብ ዝገብርዎ ግጥም ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ብኣካል ኣብ ስታድዩም ተረኺቦም ከምዝከታተልዎ ተገሊፁ። ብኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ኣሳናዳእነት ክካየድ ዝፀንሐ ፅዋዕ ዓለም 2026 ኣብ መዛዘሚኡ…

ተናሓናሕቲ ሃገራዊ ጋንታታት ፋፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣዳላዊነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ዝርከብ 2026 ፅዋዕ ዓለም ኣብ መዛዘሚ ምዕራፉ በፂሑ ኣሎ። ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊ ጋንታታት ዝተፈለዩ ኮይኑ፤ በዚ መሰረት ስፔንን ኣርጀንቲናን ንፅዋዕ ክነሓንሓ እየን። ስፔን ንፅዋዕ…

ስፔን ምቤልጂዬም፣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ ሎሚ እውን ክቕፅል ኢዩ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ስፔን ምስ ቤልጂዬም ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ስፔን ኣብ 16 ፀወታ አውዲቕካ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣብቂዑ ምስበሉ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ዋሽንግተን በዚ መጥቃዕቲ ልዕሊ 90 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ዝገለፀት እንትትከውን፥ ሰብ መዚ ኢራን ብግደኦም እዚ ፀወታ…