Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ  ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ። ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር…

ኣርጀንቲና ናይ ፅዋዕ ዓለም ፃንሒታ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ቱኒዚያን ፈረንሳይን ከምኡ እውን ኣውስትራሊያን ዴንማርክን ምሸት 12 ሰዓት ክራኸባ…

ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ክራኸባ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ ናይ መወዳታ ፀወታ÷ ኢራንን ኣሜሪካን ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ስታዲየም ቱማማ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ ክልቲአን…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን 3 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን ሰለስተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ካሜሩንን ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ ዙር ፀወተአን ካሜሩን ብ ሰርቢያ ተበሊፃ 3 ን 1 ተመሪሓ ዝነበረት ትኁን እምበር÷ ብክልተ ሸቶታት ቪንሰንት…

ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት  ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን። ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ። ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ። ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ። ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ…