Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ስነ ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ፡፡ ኣስከሬን ራይላ ኦዲንጋ፤ ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ብዙሓት መራሕቲን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ ክብሪ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ንዝጀመርዎ ፕሮጀክት ደገፍ ንዝገበሩ ሰብ ሃፍቲ እንግዶት ድራር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ ንዝጀመርዎ ፕሮጀክት ምምልኻዕ ኣዳራሽን ከባቢኡን ደገፍ ገንዘብ ንዝገበሩ ሰብ ሃፍቲ እንግዶት ድራር ገይሮም። ሓዱሽ ዓብዪ ኣዳራሽ ዋይት ሃውስን ከባቢኡን ንምምልኻዕ ናይ 200 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ንዝደገፉ…

ድሕሪ 738 መዓልቲታት ዝተራኸቡ ብሃማስ ዝተዓገቱ ፍቕረኛታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤላውያን ኖኣ ኣርጋቫኚን ኣቪንታን ኦርን ብሃማስ ምስተዓገቱ ድሕሪ 738 መዓልቲታት ምስተለቐቑ ዳግም ተራኺቦም፡፡ እቶም ፍቕረኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያ 7 ጥቅምቲ 2023 ሃገር ሰላም ኢሎም ኣብ ምዕራባዊ ኔጌቭ ፌሰቲቫልስ ሙዚቃ ኖቫ…

ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ ውሩይ…

ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ። እቶም ተዓገትቲ ዝተሰደዱ እስራኤልን ሃማስን ቀዳማይ ዙር ትልሚ ሰላም ጋዛ ስምምዕነት ምግባሮም ስዒቡ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሃማስ ክሳብ ሐዚ ብህይወት ዘለዉን ሎሚ ዝስደዱን 20 እስራኤላዊያን…

ዶናልድ ትራምፕ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቴል ኣቪቭ ቤን ጎሪዮን እንትበፅሑ ብወተሃደራዊ ምርኢት…

ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…

እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…

እስራኤልን ሃማስን ኣብ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሃማስን ንምቁራፅ ተኹሲ መንገዲ ዝፀርግ እዩ ዝተብሃለሉ ፈላማይ ዙር ውጥን ሰላም ጋዛ ተሰማሚዖም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለላለፍዎ መልእኽቲ፤ እስራኤልን ሃማስን ኣብ…

ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ 2025 ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ። ጆን ክላርክ፣ ሚኬል ኤች ዲቮሬትን ጆን ኤም ማርቲንስን እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ ሞያተኛታት ኮምፒውተር ምህድስና ኢዮም። እቲ ሽልማት ንቐፃሊ ትውልዲ ዝምጥን ጠንካራ ኮምፒውተራት ኣብ…