Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ጉባኤ ሕብረት ሻንጋይ -ፅኑዕ ምልክት ሕብረት ደቡባዊ ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ሓዊሱ ንመራሕቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ልዕሊ 20 ሃገራት ክቕበሉ ኢዮም።
ካብ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ሰሜናዊ ቻይና ኣብ…
2 ሺሕን 900 ሜትሮ ዝነውሕ ድልድል
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና እናተሃነፀ ዝርከብ ነዊሕ ድልድል ኣብ ቀረባ እዋን ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ጉዊዡ ዝተሃነፀ ነዊሕ ድልድል ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዉ ፍተሻ እናተገበረሉ ይርከብ።
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…
ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኲናት ብቕልጡፍ ጠጠው ክብል ክገብሩ ይኽእሉ ኢዮም – ትራምፕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ከብሉዎ ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ዩክሬን መዘነኦም ኣብ ዋሽንግተን ንምዝርራብ ካብ ዝሓዙዎ ቆፀሮ ኣቐዲሞም ኣሜሪካ ተቕርቦ…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ሩሲያው መዘነኦም ንምዝታይ ናብ ኣላስካ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ገዳይ ኵናት ሩሲያን ዩክሬን ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንምዝታይ ናብ ግዝኣት ኣላስካ ኣምሪሖም፡፡
ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ምሸት ፊት ንፊት ብምርኻብ ከምዝዝትዩ ትፅቢት ይግበር፡፡
ቅድሚ እቲ ዘተ…
ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡
እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…
ቆፀሮ ትራምፕን ፑቲንን ኣብ ኣላስካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ብምዝታይ ኣብ መፍትሒ ንምብፃሕ ኣብ ኣላስካ ተራኺቦም ንምዝታይ ቆፀሮ ጂዞም ኣለዉ፡፡
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዳግም ናብ ዋይት ሃውስ ምስተመለሱ…
ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕነት ወደብ ንምዕባይ ቆራፅ ኢየ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምብራቕ ኣፍሪካዊት ሃገር ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕቲ ወደብ ዳሬ ሰላም ንምግባር ቆራፅ ኢየ ኢላ፡፡
ታንዛኒያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ቢ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቡራት መንግስታት÷ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ…
ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡
ሓጋዚ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሩሲያ ዩሪ ኡሻኮቭ ክልቲኦም ወገናት ኲናት ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም…
ሞስኮ ዝኣተው ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ብዛዕባ ኩናት ሩስያን ዩክሬንን ንምዝታይ ናብ ሞስኮ ኣትዩም።
እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሞስኮ ቩንኮቮ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ሩሲያ ኪሪል…
ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ስርዓት ክመሓየሽ ኣለዎ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ዘይፍትሃዊ ስርዓት ንግዲ ዓለም ክመሓየሽ ኣለዎ ኢሎም፡፡
3ይ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣብ ቱርክሜኒስታን…