Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተደራደርቲ ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ንምብፃሕ ይዛተያ ኣለዋ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጀዲ ቫንስ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺን ላዕለዋይ ኣዛዚ…

ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ዝበፅሖ ኤፍ-15 ተዋጋኢ ፓይለት ብህይወት ረኺባቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ኣሜሪካ ኤፍ-15 ነፋሪት ጄት ብኢራን ድሕሪ ምውቃዓ ጠፊኡ ዝነበረ ፓይለት ብህይወት ከምዝረኸበቶ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ እቲ ፓይለትንምትራፍ ኣብ ዝተገበረ ወፍሪ ብኣሜሪካ ታሪክ ድፍረትን ቆራፅነትን ዝተመልኦ…

ናይ ፈረንሳይ መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፈረንሳይ መርከብ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ካብ ዝውላዕ ንደሓር ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡ ሲ ኤም ኤ ዝተሰመየት ንብረት ፈረንሳዊ ኩባኒያ ዝኾነትን ኪርቢ ዝብል ስያመ ዘለዋን መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ ኣጠንቂቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ፤ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ሓደ ወተሃደር ፀላኢ ካብ መሬት ኢራን ብህይወት ኣይወፅእን ክብሉ ኣጠንቂቆም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ብዛዕባ ኢራን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ እቲ…

ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ፃውዒት ምቁራፅ ተኹሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዝኽበር በዓል ፋሲካ ኦርቶዶክስ ክርስቲያን ምኽንያት ብምግባር ሃገሮም ንምቁራፅ ተኹሲ ድልውቲ ከምዝኾነት…

ትራምፕ ኣብ ኢራን ንፍፅሞ ኢና ንዝበልዎ መጥቃዕቲ ዘቐመጥዎ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ እንተዘይተኸፊቱ መጥቃዕቲ መሰረተ ልምዓታት ንዝፈፀምዎ ናይ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰሙን ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ኣብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ክፍቲ…

ኢራን “ ዓርሰይ ንምክልኻል ዝፍፅሞ መጥቃዕትታት ኣጠናኺረ ክቕፅል እየ” ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ነቲ ኲናት ደው ንምባል ምስ ኣሜሪካ ዝርርብ ምጅማራ ንምእማን ኣፀጋሚ እዩ ኢሎም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺ ከምዝበልዎ፤ ቴህራን ብወገን ፕሬዚዳንት…

ኢራን ኣብ ዝተፈጠረ ኲናት ኢደን ዘየእተዉ ኣካላት ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክሓፉ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ንብረትነተን ምስ ኣሜሪካን እስራኤልን ናብ ኲናት ኣብ ዝኣተወትሉ እዋን ኢዶም ናይ ዘየእተዉ ኣካላት ዝኾና መራኽብ ብወሽመጥ ሆርሙዝ ንኽመሓላለፋ ከምትፈቅድ ኣፍሊጣ። ኢራን ኲናት ዝኣወጃለይ ፅልኢ ዝፅሕትራ ሃገራትን መሓዙተንን ኢላ ካብ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኲናት ጠጠው ንምባል መበገሲ ሓሳብ እንተቕርቡ፤ ኢራን ድርድር ዝበሃል ነገር የለን ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ጠጠው ንምባል 15 ነጥቢ ዘለዎ መበገሲ ሓሳብ ዕላዊ ይግበሩ እምበር፤ ኢራን ዝኾነ ዓይነት ከይዲ ድርድር ከምዘየለ ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ትራምፕ እቲ ኲናት እናስዐቦ ብዝርከብ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ምኽንያት ኣሜሪካ ምስ…

ኣሜሪካን ኢራንን ብዝምልከት ዘርአይዎ ተፃራሪ ሓሳብን ዋጋ ነዳዲ ዳግማይ ምንሃርን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩናት እስራኤልን ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ሕዚ እውን እናተጠናኸረ ይኸይድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኲናት ብፍላይ ቀረብ ነዳድን ተፈጥሮኣዊ ዘይቲን ጋዝን ብምትእጉጓል ኣብ ኢኮኖሚ ሃገራት ኣሉታዊ ፅልዋ የሕድር ኣሎ።…