Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ ዘሕደሮ ፅዕንቶ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብምኽንያት ኲናት ኣብ ኣፍራይነት ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ 24 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ምንካዩ ተሓቢሩ፡፡
ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ህንዲ ዘመናዊ ድኹዒ ንምፍራይ እትጥቀመሉ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ…
ሰሜን ኮርያ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ን4ይ ግዜ ባሊስቲክ ሚሳይል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰሜን ኮርያ ሎሚ መዓልቲ ሓያሎ ናይ ሓፂር ርሕቀት ባሊስቲክ ሚሳይላት ናብ ምስራቕ ባሕሪ ኣወንጪፋ።
ሎሚ ፕዮንግያንግ ዘካየደቶ ናይ ሚሳኤል ፈተነ ድሕሪ 2026 ንሻብዓይ ግዜ እንትኾን፤ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ድማ ንራብዓይ ግዜ እዩ።
ኣብታ…
ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ዓፂያቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ።
ትማሊ ኣብ ሞንጎ ሊባኖስን እስራኤልን ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ፤ ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ንናይ ንግዲ መራኽብ ሙሉእ ብሙሉእ ክፍቲ ክኸውን ወሲና ዝነበረት ትኹን እምበር ሎሚ…
ወሽመጥ ሆርሙዝ ንኩሎም መርከባት ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ወሽመጥ ሆርሙዝ ምኹለን መራኽብ ንግዲ ክፍቲ ከምዝኾነ ኢራን ኣፍሊጣ፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀፃኢ ኢራን ከምዘፍለጦ÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ እናተተግበረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ዝኾነ ናይ ንግዲ…
ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ክሩዝብ ፀረ ጦር መርከብን ሚሳኤል ኣካይዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ክልተ ስትራቴጂክ ክሩዝ ሚሳኤልን ሰለስተ ፀረ ጦር መርከብ ሚሳኤልን ብዕዉት ኩነታት ኣካይዳ፡፡
እቶም ፈተነታት ሚሳኤል ቾኢ ሂዮን ካብ ዝተብሃለ መዕነዊ ጦር መርከብ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰመንበት ዝተኻየዱ ከምዝኾኑ ዚዩ…
ኢራን ብዝኾነ ይኹን መፈራርሒን ፈኸራን ኣይትንብርከኽን – ፓርላማ እታ ሃገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ወደባት ኢራን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ከምዝዕፀዉ ዕላዊ ገይሮም፡፡
ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ጠጠው ንምባል ድሕሪ 47 ዓመታት ኣብ ፓኪስታን ዘካየደኦ ፊት ንፊት ዘተ ሰላም ብዘይምምዕነት ምዝዛሙ…
ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ኢኮኖሚ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምፅዋር 10 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኣፍሪ ኤግዚም ብምኽንያት ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምፅዋር 10 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ፀዲቑ፡፡
እቲ ባንኪ "ገልፍ ክራይሲስ ሪስፖንስ ፕሮግራም" ብዝብል ዘፅደቖ ፕሮግራም ሓገዝ…
ንዓለም ካብ ፅዕንቶ ዘውፀአ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራንን ኣሜሪካን ዝገበረኦ ናይ ክልተ ሰሙን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሓጎሰን እናገለፃ ይርከባ፡፡
ኢኮኖሚን ፖለቲካን ዓለም ኣብ ፅዕንቶ ዘእተወ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ 36 መዓልቲታት ተሳጊሩ ትማሊ ለይቲ ኢራንን…
ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ በፂሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ቴህራን ክወስዱዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ሓደገኛ ደብዳብ ኣየር ንክልተ ሰሙን ተናዊሑ።
ምኽንያቱ ድማ ክልቲአን ሃገራት ንክልተ ሰሙን ዝፀንሕ ክልተኣዊ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባረን ስዒቡ ኢዩ።
ይኹን…
ኢራን ዝቐረበላ ግዚያዊ ሓሳብ ምቁራፅ ተኹሲ ውድቂ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ምስ ኣሜሪካን እስራኤልን ዝኣተወቶ ኲናት ንምቁራፅ ዝቐረበ ግዚያዊ ሓሳብ ምቁራፅ ተኹሲ ውድቂ ገይራ፡፡
ብኣዳራዳራይነት ፓኪስታን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፃዕሪ ሰላም ዝቐረበ ምኽረ ሓሳብ ህፁፅ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበርን ኣብ ውሽጢ 20…