Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤልን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኢነርጂ ኢራን መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ኢነርጂ ኢስፋሃንን ኮራምሻህርን ኢራን መጥቃዕቲ ፈፂመን፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ኢነርጂ ኢራን ንምፍፃም ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ናብ መዓልቲ ከምዝተናወሐ…

ኣብ ኳታር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ሄሊኮፕተር 7 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ሄሊኮፕተር 7 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ÷ እታ ሄሊኮፕተር ዝተሓምሸሸት ኣብ ስሩዕ ስራሕ እናሃለወት ብዝተፈጠረ ፀገም ቴክኒክ ኢዩ። በዚ ድማ…

ኣብ ኢራን እናተኻደ ዝርከብ ወተሃደራዊ ወፍሪ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ወፍሪ ቀስ ብቀስ ከምዝካየድ ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍንጪ ሂቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምሸት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣሜሪካ ውግእ ዓቕሚ ኢራን ብምድኻም ነቲ ኲናት ከተብቅዕ ከም እትሓስብ…

ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘስዐበቶ ፅዕንቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ኩናት ምንውሑ ንነፍሲ ወከፍ ክፋል ዓለም ክፀሉ ዝኽእል ስግኣት ኢኮኖሚ ስግኣት ይፈጥር ኣሎ። ኣብ ሳልሳይ ሰሙኑ ዝርከብ ኲናት ኣሜሪካን እስራኤልን ኢራንን ካብ ምዝሕሓል ብዝበለፀ እናገደደ ይኸይድ…

ኣብ ማእኸላይ ምስራቕ ወጥሪ ዓለምለኻዊ ስግኣት ዕዳጋ ብሓፂሩ፡-

ሓደ በርሚል ዘይተፃረየ ነዳዲ ብልዕሊ 116 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ፣ ኣብ ዕዳጋ ኣውሮፓ ጋዝ ልዕሊ 30% ወሰኽ ኣርእዩ፤ እቲ ጎንፂ ደው ካብ ዝበለ ኢነርጂ ኣቕርቦት እንተዘይተዛዚሙ ቀረብ ኦነርጂ እንተዘይተመሊሱ ዕብየት ንግዲ ብ1.4% ከምዝንኪ የተሓሳስብ ኣሎ፤ መራኽብ…

ኣሜሪካ ድፋዕ ዘፍርስ ቦምብ ኣብ ረብሓ ምውዓል ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ድፋዕ ዘፍርስ ቦምብ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምዝጀመረት ይግለፅ ኣሎ። 2 ሺሕን 270 ኪሎ ግራም ዝምዘን እቲ ቦምቢ ትሕቲ መሬት ኣብ ዝተሃነፁ ጥንኩራት ድፋዓት ዘለዉ ዒላማታት ብዕምቆት ብምእታው ናይ ምዕናው ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ጦር…

ኢራን ኣብ ቴል ኣቪቭ ልዕሊ 100 ዒላማዎች መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝወሰደቶ ግብረ መልሲ ኣብ ቴል ኣቪቭ ልዕሊ 100 ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ኣብዮታዊ ዘብዒ ኢራን ከምዝሓበሮ÷ እቲ መጥቃዕቲ ትማሊ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ንዝተቐተሉ ራስ ገዝ መራሒ ድሕንነት ዓሊ ላርጃኒ ዝተውሃበ ግብረ…

ኢራን ኣብ ኢራቕ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ኲናት ኢራን ኣብ ኢራቕ ከተማ ባግዳድ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ሎሚ ወጋሕታ ኣብቲ ኤምባሲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ዝሓየለ ከምዝኾነ ፍልፍላት ድሕንነት…

ዚምባብዌ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ዕላዊ ገይሮም። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2026 ክሳብ 2030 ተግባራዊ ዝግበር እቲ ስትራቴጂ ኣብ ኣገልግሎት መንግስ ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ወደባት ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ሩስያ ዝተነበረ ማዕቀብ ብግዚያዊነት ኣልዒላ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምዘፍለጦ፤ ውሳነ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዝኣተውዎ ኩነታት ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ…