Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ንምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሞሃመድ ሞክበርን ዝፀርሐ ፀብፃብ ፋርስ ኒውስ÷ ቴህራን ‘ድሕንነት ሓይሊ ንምርግጋፅ’ ኣብ ሻንጋይ ትካል ዞባዊ ማእኸል ምትሕብባር ንምህናፅ ሓሳብ ከምዘለዋ…

እስራኤላውያን ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ኔታንያሁ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ዜጋታት ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ጦር እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ ዘካይዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ካልኣይ ምዕራፍ ምጅማሩ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ናብ ግዝኣታ ንኽኣትዉ ክትፈቅድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ኣብ ግዝኣታ ምንቅስቓስ ንኽኽእሉ ክትፈቅድ ምዃና ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ÷ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሰለስቲአን ተፋሰስ ሃገራት ኮንፈረንስ ክሌማዊ ለውጢ…

እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ። እስራኤል ናብ ጋዛ ኣጋር ሰራዊት ንምእታው ዘውፀአቶ ትልሚ ምንዋሓ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ትማሊ ምግላፆም ይዝከር። ይኹን…

ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፥ ዘተ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሱዑዲ ዓረብን ኣሜሪካን ብምዃን ቤት ምኽሪ መራሕቲ ኢጋድ ብምውካል ኣብ ጂዳ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።…

ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ምብራቓዊ ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓትን ዝጥቀሙሎም ወተሃደራዊ ማእከላት ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣብ ምብራቓዊ ሶሪያ…

ሩሲያ ፈተነ ኑክሌር ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ክሩዝን ባላስቲክን ሚሳኤላት ዘካተተ ልምምድ ኑክሌር ከምዝገበረት  ክሬምሊን ኣፍሊጣ። እቲ ፈተነ ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ሞስኮን ብልሓታዊ ሓይሊታት ኑክሌር ምድላው ንምግምጋም ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ልምምድ ሰለስተ ወተሃደራዊ ዓውዲታት…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ተዛሪቦም፡፡ ሺ ኣብ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ድራር ብሄራዊ ኮሚቴ ድራር ርክብ ኣሜሪካን ቻይናን ብምርካብ፥ እቲ…

ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ምዃና ትካል ምርምር ጠፈር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሼንዡ - 17 ብዝተብሃለት መንኮራኹር ፅባሕ ናብ ጠፈር ዝለኣኹ ሰለስተ ተመራመርቲ÷ ታንግ ሆንግቦ፣ ታንግ ሼንግጂን ጂያንግ ዢንሊን ከምዝበሃሉ እውን ቲ ኣር ቲ…

ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሽምግልና እተን ሃገራት ናብ ሰላም ዘብፅሕ እንተኾይኑ ቻይና ዝኾነ ይኹን ናይ መፍትሒ ስጉምቲ ኣጥቢቓ ትድግፎ…