Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ክልተ መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን። እተን መራኽብ 360 ደገፍ ዝህቡ ሰባትን 122 ተሽከርከርቲን ዘሳፈራ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ብሄራዊ ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ቱርኪ ከምዝበሎ፥ እቶም ሰባት ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ፣…

ማሕበረሰብ ዓለም ሊቢያ ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውሕመ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 250 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኦቻ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ንምሃብ 71 ነጥብ 4 ሚሊየን…

ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር  ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም። ኣብ ሩሲያ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ኪም ጆንግ ኡን፥ ሃገሮም ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ…

ግብፂ ናይ 3 መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ምሕዝነታ ንምግላፅ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብድልፈታህ ኣል ሲሲ÷ “ህዝቢ ግብፂ፤ ህዝቢ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልባዊ ሓዘኑን…

ኪም ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ጠተው ከምዝብሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዓለም ዝረአ ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ (ኢምፔሪያሊዝም) ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ደው ከምዝብሉ ተዛሪቦም፡፡ ኪም ጆንግ ኡን ቮስቶቺኒ ኮስሞደድሮም ኣብ ዝረብሃለ ማእኸል ምርምር ጠፈር ሩሲያ ምስ ፕሬዚዳንት…

ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ይልእኻ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኽ ጀሚረን። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ምብራቓዊ ግዝኣት ሊቢያ ከተማ ደርና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ÷ ክሳብ ሕዚ 5 ሺሕን 300 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተሓቢሩ፡፡…

ኣብ ሊቢያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓያልን ኣዕናውን ህቦብላዊ ውሕጅ ኣሽሓት ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ማዕኸን ሚዲያ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ ልዕሊ 2 ሽሕ ሞት፣ ኣሽሓት ከኣ ምጥፋእ ደሃይ ኣጋጢሙ። ጃለል ሃርቻዊ ዝተባህለ ሊብያዊ ሞያዊ፥ ቍፅሪ ዝሞቱ ሰባት…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ሞሮኮ ዝርከብ ናይ ውልቀ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ፡፡ ቶክ ስፖርት ከምዝፀብፀቦ÷ ኣብ ሞሮኮ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ምሰጋጠመ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣብ ማራካሽ ዝርከብ ሆቴሉ…

ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ጉጅለ 20 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ጉጅለ 20 ሕብረት ኣፍሪካ ናብቲ ጉጅለ ከምዝተፀንበረ ገሊፆም። እቲ ፅንበራ ብሙሉ ድምፂ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…

ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም። ካልኦት 153 ሰባት እውን ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ህንፃት ከምዝፈረሱ፣ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ኔት ዎርክ ቴሌፎንን ን10 ደቒቓ ተቛሪፁ ከምዝነበረ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…