Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት መገልገሊ ናውቲ ኣብ እስራኤል ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት ይጥቀሙሎም ዝነበሩ መገልገሊ ናውቲ ኣብ በዓልቲታት እስራኤል ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። በዓል መዚ ጥንታዊ ሓድጊታት እስራኤል ከምዝሓበሮ÷ ኣርኪኦሎጂስታት ኣብ ከባቢ ጠረፍ ምዉት ባሕሪ እስራኤል…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን። እቲ ውሳነ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ማዕረ ተመሳሳሊ ደረጃ ዝህብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣባል ጉጅለ 20 ዝኾነት ደቡብ…

ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ይኽእላ ኢየን – ሊ ችያንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ከምዝኽእላ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ገሊፆም። መበል 26 ጉባኤ መራሕቲ ቻይና -እስያ ኣብ ኢንዶኒዢያ ጃካርታ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ 140 ቢሊየን ሽልንግ ኬንያ (ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር) ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ደገፍ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዕላዊ ዝገበሮ እንትኸውን፥ ካብ ዓለም ለኸ “ግሎባል ሴንተር ኦን ኣዳፕቴሽን”…

ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኬኒያ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ከምዝተዛረቡዎ÷ ኣፍሪካ…

ፑቲንን ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ምሕዳስ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ የካቲት ኣብ እዋን ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ውሕመ ፍሪያታት እኽሊ ካብ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም…

ጉባኤ ሚኒስትራት ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ክላማዊ ለውጢ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኬኒያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምስ ክሌማዊ ለውጢ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብ ምብዳህ ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ዓቕሚ ንምጉልባት ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብፍላይ ፍትሓዊ ክሌማዊ ስርዓት ፋይናንስ…

ዜሌንስኪ ለውጢ ሚኒስትር ምክለርኻል ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜሌንስኪ ንሚኒስትር ምክለርኻል ኣሌክሲ ሬዝኒኮቭን ብሓዱሽ ሚኒስትር ከምዝትክኡዎም ኣፍሊጦም፡፡ ውሳነኦም ንቤት ምኽሪ እታ ሃገር ከምዘቕርቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ምሕባሮም እውን ዋን ኢንዲያ ፀብፂቡ፡፡ ሓላፊ…

ኣብ ጎንፂ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ ካብ እስራኤል ክወፅኡ ከምዝደልዩ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቴል ኣቪቭ ዝተወለዐ ጎንፂ ዝተሳተፈ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ እስኤል ለቒቖም ክወፅ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም፡፡ ኔታንያሁ እቲ ጉዳይ ኣመልኪተቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ብዕቑባ ኣብ እስራኤል…

ሰሜን ኮሪያ ፀላእታ ንምፍርራሕ ዝዓለመ ክሩዝ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ “ፀላእተይ ንምፍርራሕ” ብዝብል ልምምድ ምስለ-ታክቲካል መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምግባር ተሰሚዑ፡፡ ኣብቲ ልምምድ ድማ ዓረር ኒውክሌር ዝተሸከሙ 2 ናይ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳኤላት ናብ ኣንፈት ምዕራብ ኣካላት ማይ ምውንጫፋ ተገሊፁ፡፡…