Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዳግም ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ንካልኣይ ዙር ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ተጭበርቢሩ ብዝብል ንካልኣይ ዙር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ÷ ኤመርሰን ምናንጋግዋ 52 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ዳግም ተዓዊቶም፡፡…
ዩክሬን ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ኣሜሪካ ምዒዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ክሳብ ሐዚ ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ሓንፀፅታ ወተሃደራዊ ትልሚ ኣሜሪካ ምዒዶም።
ኣብ መንጎ ሩሲን ዩክሬንን ይግበር ንዘሎ ኲናት ኣሜሪካ በዝተፈላለዩ መገዲታት ንዩክሬን ደገፍ ትገበር ከምዝፀንሐት ይዝከር።
ስለዝኾነ ዩክሬን…
ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ክውዕል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ከምዝውዕል በቲ ዓውዲ ዝወፅ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡
እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ፍርቂ ዝኸውን ቀረብ ዕድጊት ነዳዲ ዓለም ከምዝቆፃፀር እውን ኢንፎ ቴክ ከም ኣቆፃፅራ…
ቻይና ውህደት ቀጣናዊ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንምስላጥ ቁርፀኛ ምዃና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ውህደት ቀጣናዊ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንምስላጥ ቁርፀኛ ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ መራሕቲ ቻይና ኣፍሪካ ቅዋማ ዕላዊ ምግባራ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ።
ቻይና ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ኣፍሪካ ብምጥንኻርን ብምትእስሳርን ከምኡውን…
ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ በራ ክፍቲ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ኣፍሊጦም።
ሰርጌ ላቭሮቭ ቅዋም ሩሲያ ዝገለፁ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት “ብሪክስ” ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ…
መራሒ ጉጅለ ቫግነር ፕሪጎዢንን ኣባላት እቲ ጉጅለን ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ምስኣኖም ይግለፅ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርዝር ሓላፊ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ዝርከቦም ተጉዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ሩስያ ተሓምሺሻ ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ ዓሰርተ ሰባት ምማቶም ተገሊፁ።
የቭገኒ ፕሪጎዢን’ውን ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ይእመን።
ማዕኸናት ዜና ሩስያ ዝዀነ ታስ…
ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ነበርቲ ኣመዛቢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ።
እቲ ለበዳ ባርዕ ሓዊ÷ ሰፊ ክፋል ካናዳ ከምዝሸፈነ እውን ተገሊፁ።
ብመጠን እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ካናዳ ቅድሚ ሕዚ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ኣጋጢሙ…
ሕብረት ኣፍሪካ ንኒጀር ካብ ኣባልነት ተሳትፎ ኣጊዱዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ 2023 ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ንኒጀር ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እቲ ሕብረት ከይትሳተፍ ምእጋዱ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ መራሕቲ እቲ ዕልዋ መንግስቲ ብመረፃ ስልጣን…
ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢራቕ መሓመድ ሺዓ ኣል-ሱዳኒ÷ ንሚኒስትር ድሕንነት ብሪታንያ ቶም ቱገንድሃትን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ምስ…
ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም።
መንበረ ስልጣኖም ንጆ ባይደን ብምርካብ ካብ ፃዕዳ ቤተ ምንግስቲ ድሕሪ ምስንባቶም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት እናተወንጀሉ ዝፀንሑ ወዲ 77…