Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ሩስያ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ግዝኣት ኣሙር ዘጋጠመ ሓደጋ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ኣመራርሓ ግልጋሎት ሓደጋ ግዘ ሩሲያ ከምዝበልዎ÷ ሎሚ 49 ሰባት ኣሳፊራ እትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ክፍሊ ግዝኣት…

49 መገደኛታት ኣሳፊራ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ካብ ራዳር ወፃኢ ምዃና ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩሲያ ምብቓዊ ግዝኣት ኣሙር 49 መገደኛታት ኣሳፊራ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ካብ ራዳር ወፃኢ ምዃና ተሰሚዑ፡፡ እታ ዝጠፍአት ኣውሮፕላን ሓሙሽተ ህፃናት ሓዊሱ 43 መገደኛታትን ሽዱሽተ ኣባላት ሰራሕተኛታትን ኣሳፊራ ከምዝነበረት ኣመሓዳሪ…

ኣብ ባንግላዲሽ ጄት ተሓምሺሻ ህፃናት ሓዊሱ ህይወት 27 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጄት ሓይሊ ኣየር ባንግላዲሽ ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ብምሕምሻሻ 25 ህፃናት ሓዊሱ ህይወት 27 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ዳካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብ መወትቲ ብተወሳኺ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛሪቦም፡፡ ጦር…

ኣብ ቬይትናም ጃልባ ቱሪስት ዝበፅሐ ሓደጋ ሕይወት 37 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቬትናም ጃልባ ቱሪስት ብዝበፅሐ ሓደጋ ምግልባጣ ብውሕዱ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር እትርከብ መባፅሕ ቱሪስት ዝኾነት ሃ ሎንግ ቤይ እዩ ዘጋጠመ። መብዛሕትኦም ተሳፈርቲ ካብ ርእሰ ከተማ ሃኖይ ናብቲ…

ጀርመን ንኢጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ጀርመን ንበይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ እቲ ደገፍ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ከባቢ ኮሪደራት ልምዓት ዝካየዱ…

ኣብ ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ ዝሞቱ 82 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ብዓርቢ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ዝሞቱ ሰባት 82 በፂሑ። ኣብታ ግዝኣት ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ካብ ሞንጎ እቶም ዝሞቱ 28 ህፃናት ምዃኖም ተገሊፁ፡፡ በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ትማሊ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ እቲ ሓደጋ መሰንበዲ ኢዩ ኢሎም። ንስራሕቲ ምድሓን ህይወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር እውን ገሊፆም። እቲ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ዘጋጠመሉ…

እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ተሰማሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ዘኽእሉ ቅድመ ኩነታት ንምክያድ ተስማዕሚዓ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ÷ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ…

ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ አፍሪኤግዚም ኮይኖም

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካሜሩን ዜግነት ዘለዎም ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኤክስፖርት ኢምፖርት (አፍሪኤግዚም) ኮይኖም ተመሪፆም፡፡ ‎እቶም ተመረፅቲ ፕሬዚዳንት ናይቲ ባንኪ ቦርድ ዳይሬክተርን ብኣቦ ወንበርነትን ክመርሑ እዮም፡፡ ኤሎምቢ ዝተመረፁ እቲ ባንኪ ኣብ…

ኣፍሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ካብ ወፃኢ ምእታው ደው ክተብል እያ – ኣሊኮ ዳንጎቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅሉ 40 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ዘመናዊ ድኹዒ ደው ክተብል እያ ኢሎም በዓል ሃፍቲ ናይጀርያ ኣሊኮ ዳንጎቴ። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ባንኪ ኣፍሪኤክሲም ከምዝበልዎ፤ ኣፍሪካውያን ዘመናዊ…