Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኢራን ኣየር ክልላ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢራን ምስ እስራኤል ዝተገበረ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ክሊ ኣየራ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ።
እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ኢራን ክሊ ኣየርኣ ምሉእ ብምሉእ ምዕፃዋ ይዝከር፡፡
እቲ ኲናት ብኣሜሪካ ሸምጋልነት…
ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ኣብታ ኣህጉር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝነጥፉ መዳርግቲ ኣካላት።
ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ኣብ ናይጀሪያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተጀመረ ኢምፖርት ኤክስፖርት…
“እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን” – ፕሬዚዳንት ትራምፕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ከምዝበሉዎ÷ እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናካየደኦ ዝፀንሓ ኲናት ፀጣ ንምባል ኣብ ስምምዕነት በፂሐን።
እቲ…
ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዝኾነ ፎርዶው ሎሚ ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ።
ኣሜሪካ ትማሊ ፎርዶው ሓዊሱ ናታንዝን ኢስፋሃን ኣብ ዝተብሃሉ ጣቢያታት ኒውክሌር ኢራን ዕዉት መጥቃዕቲ ቡንባ ምፍፃማ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምግላፆም ይዝከር።
ሎሚ…
ኣብ ልዕሊ ማእኸላት ኒውክሌር ኢራን ልዑል ዕንወት ኣብፂሐ – ኣሜሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ማእኸላት ኒውክሌር ኢራን ልዑል ዕንወት ኣብፂሐ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ፡፡
ጦር ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ኣሜሪካ ኣብ ኢራን ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ማእኸላት ኒውክሌር ሎሚ ወጋሕቲ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ይፍለጥ፡፡
ኣሜሪካ ኣብ…
ኣሜሪካ ኣብ ትካላት ኒውክሌር ኢራን ብቦምቢ ደብዲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ሰለስተ ትካላት ኒውክለር ዝተፈፀመ ኢዩ።
ኣብ ሞንጎ ጎቦታት ዝርከብ ዛዓበየ ትካል ኒውክሌር ፎርዶው ድማ ቀንዲ ዒላማ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ደብዳብ ቦምቢ ብዕዉት ኩነታት ዝፈፀመ ከምዝኾነ ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…
ኢራንን እስራኤልን መጥቃዕቲ ምፍፃሞም ቀፂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እናተጋደደ ዝመፀ ቅልውላው ማእኸላይ ምብራቕ ኢራን ኣብ ደቡባዊ እስራኤል እትርከብ ከተማ ቢርሼባ ብሚሳይል ጥቕዓት ፈፂማ።
በቲ መጥቃዕቲ ኣብታ ከተማ ዝርከብ ሆስፒታል ሶሮካ ዕላማ ምግባሩ እወገን እስራኤል ዝተገለፀ እንትኾን፤ ኣብ ልዕሊ 30 ሰባት…
ኣሜሪካ ኢዳ እንተእትያ ልዑል ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ – ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጎንፂ ኢራንን እስራኤልን ኣሜሪካ ወታደራዊ ተሳትፎ እንተገይራ ልዑል ሓደጋ ክፍጠር ይኽእል ኢዩ ክብሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ኣጠንቂቖም፡፡
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ብቕልጡፍ ኢድ ንኽትህብ ምትሕስሳቦም ስዒቡ…
ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ምርካቡ መንቀሊ እቲ ሓደጋ ኣብ ምፅራይ ከምዝርከብ ጉጅለ ምርመራ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ህንዲ ከተማ ኣህመዳባድ ተላዒሉ ናብ ለንደን ኣብ ምንባር ዝነበረት…
ኣብ ህንዲ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ህንዲ ግዝኣት ኡታራክሃንድ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡
እቲ ሓደጋ እታ ሄሊኮፕተር ምብራር ምስ ጀመረት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡…