Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሚኒስትር ኮመንዌልዝ፣ ልምዓትን ጉዳያት ወፃእን ዩናይትድ ኪንግደም ኩፐር ኢቬት ተዛትዮም። ኣብ ዘትኦም ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ዘሎ…

እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…

ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስ ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ – መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስን ዓቕሚታት ጂኦስፓሻልን ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡፡ ኣልጄሪያ “ኣልሳት-3 ኤ” ዝተሰመየ ሳተላይት ምልከታ መሬት ብዕዉት ኩነታት ናብ ህዋ…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ። ብዙሓት ህዝብታት ዓመት መፅአ 25 ታሕሳስ ዓ.ም.ፈ. ነቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ፍሉጣት በዓላት ሓደ ዝዀነ በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ይፅንብሉ። ብመሰረት እዚ…

ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ድሕሪ 15 ዓመታት ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ፡፡ ጃፓን ድሕሪ እቲ ኣብ 2011 ኣብ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬትን ሓደጋ ሱናሚን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒዩክለር ፉኩሽማ ምብፅሑ ስዒቡ ኣብታ…

ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ። ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ…

ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዑደት ዝገብሩ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ናብ ኒው ዴልሂ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒቶም መስ ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ነግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ክልቲአን ሃገራት…

ሃገራት ዘላቒ ምዕባለ ንምርግጋፅ ንኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ጠመተ ክህባ ይግባእ-ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ዘላቒ ምዕባለ ንምርግጋፅ ንኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ጠመተ ክህባ ይግባእ ኢሉ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንዲፒ)። ዩኤንዲፒ ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ብኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ቀዲምካ ምርካብ እንተዘይተኻኢሉ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ምዕባለ…

ኣብ ሆንግ ኮንግ 128 ሰባት ንሕልፈት ዘቃለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆንግ ኮንግ ኣብ ህንፃታት ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ቁፅሪ መወትቲ 128 በፂሑ ኢሎም ሰብ መዚ እቲ ከባቢ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ረቡዕ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ብተወሳኺ ልዕሊ 200 ሰባት ክሳብ ሕዚ…

7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ቀፃሊ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣንጎላ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምሕዝነት ክልቲአን ትካላት 25 ዓመታት ከምዘቑፀረ…