Fana: At a Speed of Life!

ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦ ግድብ ህዳሰ ምልክት ምብራኽ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ቅኑዕ እዋን ዝተሃነፀ ዘበን ተሳጋሪ ቅርሲ ኢዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ማሳድ ቡሎስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት…

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ንምምፃእ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ኣብ ኦስትርያ ቬና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 69 ዓለም ለኸ ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ…

ምሁራን ኬንያ ንልምዓት ተፋሰስ ሃገራት ልዑል ኣስተዋፅኦ ብዛዕባ ዘለዎ ግድብ ህዳሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ኬንያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምትእስሳርን ልምዓት ተፋሰስ ሃገራት ናይልን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢሎም፡፡ ኣብ ኣሜሪካ ዩኒቨርሲቲ ዌበር ምሁር ኢኮኖሚክስ ዝኾኑ ጆን ሙኩም ምባኩ ንቴሌቪዥን ኬቢሲ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሩባ ናይል…

በዓላት መስቀልን ኢሬቻ ዝኽበረሎም ቦታታት ምቹዋትን ንፁህን ናይ ምግባር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ዝኽበረሎም ቦታታት ምቹዋትን ንፁህን ናይ ምግባር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኤጀንሲ ምሕደራ ፅሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ። ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብሓባር ብምዃን ምስ ጎረባብቲ ከባቢታት ንዝመፅኡ…

ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ብሲምቦ ኣለማየሁ ኣቢላ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna…

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር 666 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣታዊ ምርካባ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ትርከብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ከምዝረኸበት ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ንሓሽተ ዓመታት ካብ…

“የመደመር መንግስት” ካብ ትማሊ ባርነት ነፃ ኮይኑ ንምኽንያታዊነት ትኹረት ዝሃበ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ሂሳዊ ዳህሳስ ዘቕረቡ ሙሁር “የመደመር መንግስት” ካብ ትማሊ ባርነት ነፃ ኮይኑ ንምኽንያታዊነት ትኹረት ዝሃበ እዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ምድማር ሓሳብ ዝፅሓፉ 4ይ መፅሓፍ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብምትሕብባር ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ዘርኢ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋድ ካብ ሓጎስ ዝሓለፈ ብምትሕብባር ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

መፅሓፍ የመደመር መንግስት ድኽነት ምፅያፍ ጥራሕ ዘይኮነስ ምዕባለ ዝምነ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፅሓፍ የመደመር መንግስቲ ድኽነት ምፅያፍ ጥራሕ ዘይኮነስ ምዕባለ ዝምነ ኢዩ ኢሎም፡፡ በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ‘የመደመር መንግስት’ ትማሊ ተመሪቑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…