Fana: At a Speed of Life!

ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኣብ ሓፂር ግዜን ብፅሬትን ምዝዛም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክታት ብግዜኦም ክዛዘሙ እንከለዉ ረብሓኦም ካብ ገንዘብ ዝሓልፍ እዩ። ፕሮጀክት ኣብ ዝተተሓዘሉ እዋን ከይተዛዘመ ክተርፍ እንከሎ ካብ ገንዘብ ብተወሳኺ ክግመቱ ዘይክእሉ ብዙሓት ሃፍትታት እዮም ዝጠፍኡ። ንኣብነት ዘይምዝዛም ፕሮጀክታት መንገዲ…

ሓደጋ ውሕጅ ኔፓል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔፓል ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ ሞት ናብ 177 እንትበፅሕ፣ ካብ 800 ንላዕሊ ሰባት ድማ ክሳብ ሕዚ ናብ ዝኣተዉዎ ኣይተፈልጠን። ትማሊ ኔፓል ምስ ቻይና ኣብ እትዋሰነሉ ግዝኣት ቲቤት ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ኣባይትን…

ስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን መንገዲ ህልውናን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለምና የጋጥም ዘሎ ምዝባዕ ከባቢ ኣየር ቅድሚ ሕዚ ዝዝረበሉ ከም ዝነበረ ናይ መፃኢ ስግኣት ዘይኮነስ፣ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንህልውና ብዙሓት ሃገራት ዝፍትን ዘሎ ርኡይ ሓደጋ እዩ። ብፓነል ለውጢ ከባቢ ኣየር ሕቡራት ሃገራት ዝወፁ መፅናዕትታት…

ዝቕፅ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ጅማ ንምኽባር ምድላዋት ብዝተዋደደ መልክዑ ይካየድ ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ዝኽበረላ ከተማ ጅማ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብእኹል ደረጃን ብዝተዋደደ መልክዕን ይካየዱ ኣለዉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

ሰማያዊን ቀጠልቲን ዩኒፎርም ዝለበሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰላም ኣህጉር ኣፍሪካን ዓለምን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት እዩ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ዓመታት ዝቐፀለን ኣብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ዝኾነን ልምዲ ሰላም ምኽባር ዘለዋ ሃገር ኮይና፤ ዞባወዊን ዓለምለኻዊን እጃማ ኣብ…

ኣዲስ ኣበባ፤ ዘመናዊት መዲና ኢትዮጵያን ኣፍሪካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዲና ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ደረጃ ብቕልጡፍ ዕቤት ከተማነት እናዓበየት ትርከብ ዘበናዊት ከተማ እናኾነት ትርከብ። መቐመጢት ዋና ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣፍሪካን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታትን ብምዃና፤ ዓለም ለኸ…

ሃገራዊ ምክክር ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን መገዲ ንሕድሕዶም ክደማምፁ ዕድል ፈጢሩ እዩ – ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበሰብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣20  ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን መገዲ ንሕድሕዶም ክደማምፁ ዕድል ፈጢሩ እዩ ኢሉ ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፤ እቲ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያውያን ብሰላማዊን መካተቲን…

ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም እቲ ዞባ ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምርግጋፅ ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዖም፡፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልምዓት በይነ-መንግስታት (ኢጋድ)ን ኣብ ምርግጋጽ…

ኣብ ዓወት ኢትዮጵያ መን ተሳዒሩ?

ኢትዮጵያ ርግፅ እዩ ተዓዊታ እያ። እቲ ዝለዓል ሕቶ ግን፣ “ንመን እያ ስዒራ?” ዝብል እዩ። እስኪ ንሕተት፤ ብሓቂ እንመን ተሰዓሩ? ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዘይምዝርራብ ፀገም ንዘበናት ኣዋጊኡና እዩ። ምስጢር ናይቶም ዝሓለፉ ደማዊ ጎንፂታት እንትግለፅ ድማ ዘይምዝርራብ፣ ዘይምስምማዕን ዘይምርድዳእን…

ልምዓት ኣባይቲ ናብ ዘበናዊን ቅልጡፍን ኣማራፂታት ምስግጋር ተኻኢሉ – ረሻድ ከማል (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝተኻየደ ትካላዊ ምምሕያሽ ልምዓት ኣባይቲ ናብ ዘመናዊን ቅልጡፍን ኣማራፂታት ምስግጋር ተኻኢሉ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ረሻድ ከማል (ዶ/ር)። ኣባላት ማኔጅመንት ኮርፖሬሽን ሚዲያ ፋናን ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲን…