ኣብ ስዑዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ማሕበራዊ ጉዳይን ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 12 ዙር በረራታት ዝተመልሱ 2 ሺሕን 312 ደቂ ተባዕትዮ፣…