ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ሰላም ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዓቕሚ ገሃኒፆም እዮም – ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ትካላዊ ዓቕሚ ሃኒፆም እዮም ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል።
እቶም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌዴራል እዚ ዝበሉ፤ ኣብ…