ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 76 ጉባኤ ዞባ ኣፍሪካ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 76 ጉባኤ ዞባ ኣፍሪካ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ናይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፣ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀሥላሴ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ከምኡ’ውን ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ኣብ ዓቢይ መስጊድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1501 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል (መውሊድ) “ ናይ ፍትሕ ነቢይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓቢይ መስጊድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ምክትል ተቀዳሚ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1501 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ ጅማ ብዋናነት ኣብ ቅፅሪ ግቢ መድረሰቱል ኸይሪያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ኢማም መስጊድ ሙኒር ሼኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Aug 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1501 ዓመት ዝኽሪ ልደት ነብዪ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል መውሊድ፣ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንመበል 1501…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ወፃኢን ዲፕሎማሲን መሰረታዊ ለውጢ እናገበረ ይርከብ። ሓዱሽ ኣንፈት ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ መንግስቲ መደመር ኣብ መንጎ ህዝብታትን ሃገራትን ዘሎ ርክብ ብምጥንኻር፤ ቀጥታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 11 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሰባት እውን…
ስፓርት ኣንፈት ውግእ ዝቕይር፤ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት mizan mekonen Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብህዝባዊነቱ፣ ብስነ-ምግባሩን ሃገር ከይተደፈረት ብሓቦን ብቕዓትን ዓብዪ ታሪኽ ዝፀሓፈ ትካል ህዝቢ እዩ። እቲ ሰራዊት ሰላምን ድሕነትን ዜጋታት ከምኡውን ዶብን ሉዓላዊነትን ሃገር ብፅንዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ…
ስፓርት ቼልሲ ዓመተ ውድድራ ብደርቢ ምዕራብ ለንደን ክጅትምር እያ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ ውድድር 2026/27 ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ካብ ሜዳኣ ወፅእ ምስ ፉልሃም ክትገጥም እያ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ክረምቲ ሓደሽቲ ኣሰልጠንቲ ብምሻመን፤ እቲ ዓመተ ውድድር…