መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ፣ ኦሮሚያ፣…