ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ።
ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ…