ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣም ኣምባሳደር ዴንማርክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም፡፡
እቶም ርሰ ምምሕዳር÷ ኣብ ኣተገባብራ ከይዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጋጥሙ ዘለዉ…