Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ - ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

ሕበረት ኣፍሪካ ንጋቦን ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ኣጊዱዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕበረት ኣፍሪካ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ነታ ሃገር ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ኣብዚ ሰሙን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀሩ ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ፡፡ ቤት ፅሕፈት ሰላም ፀፅታን ሕብረት…

ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ A:  ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ ኣብ ምድብ B፡  ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…

ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም። ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…

ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሐሴ 25፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ተስማዕሚዑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቾን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ከንቲባ ምስ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም። መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…

ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝሰርሖም ቅድመ ምድላው ገምጊሙ። ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣብ ቅድመ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንክኾኑ ሸይሞምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ሹመት ዝሃብሉ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ፈላማይ ብገዛእ ርእሱ ዝመሓደር ዩንቨርስቲ ብምዃን…

ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ  ዝተሳተፍሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ…