ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 2015 ዓ.ም ከም…