Fana: At a Speed of Life!

ኣቢያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና “ቃል ኪዳን ጀጎል” ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ምስ ጨንፈራት ኣቢያተ ፅሕፈት ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን "ቃል ኪዳን ጀጎል" ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ 22 ነሓሰ ጀሚሩ 2015…

መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብስፍሓት እናተንቀሳቐሰሎም ዝነበሩ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ከምዝኾና ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ምትሕግጋዝ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስብኣዊ ሓገዝ…

ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ጀኬቲ ኩዊንስ ዝገጠመት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ÷ ስሩዕ ፀወታኣ ብማዕረ…

ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ 4 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ “ቅድመ መጠንቀቕታ ንኹሉ” ዝተብሃለ ምንቅስቓስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ  ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ስግቸኣት ሓደጋ፣ ቅድመ መጠንቀቕታን ምላሽን ትኹት ዝገበረ ምንቅስቓስ ሎሚ ኣብ ሙዚየም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ፅቡቕ ርክብ ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሚን ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ገይሮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣመራርሓታት ክልቲኦም ትካላት ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት…

ኩባንያ ሜታ ንኣመራርሓታት ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ሜታ ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ትኹረት ብምግባር ንኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና÷ ኩባንያ ሜታ ኣብ ፌስቡክ፣ ዋትስ ኣፕን ኢንስታግራምን ሰብ ስራሕ ምስትውዓል…

ክልላት ንማሕበረሰብ ተኮር ግልጋሎት ፍትሒ ትኹረት ክህባ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ንማሕበረሰብ ተኮር ግልጋሎት ፍትሒ ትኹረት ክህባ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም፡፡ ራብዓይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ትካላት ላዕለዋይ ዓቀብቲ ሕጊን ተኻይዱ፡፡ ጌዲዮን…

11 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መጠቓለሊ ገምጋም÷ ፀገማት ብምፍታሽ…