ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዛዕባታት ብዝምልከት ዘተ ዝግበረሉን ውሳነ ዝወሃበሉን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ነቲ ምልኣተ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ዝኾነ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን። እቲ ሰለስተኣዊ ወታደራዊ ልምምድ ካብ ሰሜን ኮሪያ ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ኒውክሌርን ሚሳኤልን ንምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ተደጊፋ ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣካል ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ብዝኾነ ኣገልግሎት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣቢላ ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ቡናን ቆርበትን ናብ ወደብ ጂቡቲ ብምብፃሕ እቲ ኣገልግሎት ልዑል ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ድማ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምስብራቕ ሸዋ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ናብ ከተማ ባቱ እናተጓዓዘት ዝነበረት ዳማስ ተሽከርካሪትን ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ዝነበረት ቪ ኤይት (v8)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ማእኸል ጅግጅጋ ተረኺቦም እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን እናዓበየ ዝመፅአ ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኣብዱልበር ሸምሱ ገፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋን ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝተሃነፀ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሰዓት ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝሃነፀ ዋና መምርሒ መሳርሒን ፅገናን መከላኸሊ ኣየር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮሎኔል ተሾመ ባጫ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ሓይሊ ኣየር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባህሬንን ንግዳዊ ምትሕብባረን ንዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባህሬንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ቱሪዝምብ ዘለወን ምትሕብባር ንዕባይ ተስማዕሚዐን። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ሽፈራው ገነቴ ምስ ሚኒስትር ሕርሻን ቤት ማዘጋጃን ዋኢል ቢን ናስር ኣል ሙባረክ (ኢ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ከተማ ቼንግዱ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 አዲስ አበባ ፣ ጥቅምት 9 ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ትርከብ ከተማ ቼንግዱ ዑደት ኣሳሊጦም። ካብ ቤጂንግን ሻንጋይን ቀፂላ አብ ሳልሳይ ደረጃ እትርከብ ዓባይ ከተማ ቼንግዱ ምስ ኢትዮጵያ ብብርክት ዝበሉ መዳያት ርክብ ፈጢራ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ወርቂ ዝተትሓዘ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ መውፅኢ ኬላ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ኣድማ…