ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንትግራይ ጣፍ፣ ሽኮር፣ ዘይቲን ካልኦት እታዎታትን የቕርብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክልል ትግራይ ዝኾኑ እታዎታት ኢንዱስትሪን ሃለቕቲ ናውቲታትን ብተመጣጣኒ ዋጋ የቕርብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ ቅርንጫፋት ብሙሉኦም ስራሕ ንክጅምሩ ምግባሩ ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ…