Fana: At a Speed of Life!

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ቀዳማይ…

ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ሼድ ብምህናፅ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪን…

ኣብ ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም-ሚኒስቴር ቱሪዝም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ኣፄ የውሃንስ…

ጉባኤ ምስረታ ማእኸላዊ ክልል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ደቡብ ከም ብሓዱሽ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀወዐ ሻድሻይ ዙር መበል ሳልሳይ ዓመት ካልኣይ ዘበን ህፁፅ ጉባኤ  ኣብ ከተማ ወልቅጤ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ…

መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ቅነ ኣሸንዳ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣሽንዳ 2015 ዓ.ም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝኽበረሉ መርሃ ግብሪ  ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ፣ ማርያ፣ ዓይኒ ዋሪ ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ  ሓላፊ ቢሮ ባህልን…

ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47…

ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ብምስምዕማዕ ኣብ ሓደ ክልል ንወደብ ብዝብል ብመሰረት ዝሃብኡ ድምፂ እዩ እቲ ጉባኤ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣመራርሓ ዞባታትን ወረዳታትን…

ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ዝተሳተፉ ትካላት ንግዲ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ዝተሳተፉ ብዙሓት ትካላት ንግዲ ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገርን ብመሓዝ ብፖሊስ ተታሒዞም። እቶም ትካላት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ትካል ግልጋሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዘሳለጦ ኦፕሬሽን ኢዮም ተረኺቦም።…

4 ሺሕ ላዕለዎት ተሸወምቲ፣ 215 ሺሕ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሃፍቶም ከምዘመዝገቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃሀገር 4 ሺሕ ላዕለዎት ተሸወምቲ ከምኡ እውን 215 ሺሕ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሃፍቶም ከምዘመዝገቡ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ኣፍሊጡ። ስርዓት ኣሰራርሓ ምዝገባን ምፍላጥን ሃፍቲ÷ ደረጃ ግልፀነትን ተሓታትነትን ተመዝገብቲ…