ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስርሑ ንምዕዋት ጉዳይ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺ ክሕዝ ይግባእ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ዕዉታት ንኽኾኑ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክሕዝ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራን÷ “ስራሕቲ መስኮት ባሕሪ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዝርርብ…