ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንቢዝነስን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዩኪሄ ተዛቲዮም።…