ሃገራት ከባቢ ኣማዞን ጨፍጫፍ ደኒ ጠጠው ንምባል ኣብ ዝፀውዐኦ ኣኼባ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ኣብ ብራዚል ብዘካየደኦ ኣኼባ ንኻደጋ ተቓላዒ ዝኾነ ደኒ ኣማዞን ካብ ጨፍጫፍ ንምክልኻል ኣብ ሓበራዊ ሸቶ ክሰማምዓ ከምዘይከኣላ ተገሊፁ።
ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ምትሕብባር ኣማዞን (ኤ ሲ ቲ ኦ) ድሕሪ ዓሰርተ…