ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷…