ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ…