ዓለም ለኻዊ ዜናታት ህንዲ ንጎንፂ ዩክሬን ግጭት ኩለመዳይ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ንጎንፂ ዩክሬን ግጭት ኩለመዳይ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲታ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝተኻደ ኣኼባ፥ ኒው ዴልሂ ኣድላይነት ዘተን ዲፕሎማሲን ኣልዒላ። ስዑድ ዓረብ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ጠሚታ ኣብ ዘሰናደአቶ ዘተ ሰላም ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅዕንቶ ናብራ ዘቃልሉ ፕሮጀክታት ብፍሉይ ጠመተ ምስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበናት ናይ ነበርቲ ሕቶ ዝኾኑ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ፅዕንቶ ናብራን ዘቃልል ፕሮጀክታት ፍሉይ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን፡፡ እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ “ማሕለኻታት ዘየሰኮንዎ ለውጢ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ Desta Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ዋዛ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ጠሊ ምዕቃብ ካብ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ኣድላይነትን ረብሓን ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም Desta Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲትን ዘቲዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት፣ ንግዲን ዘርገሐ መሰረተ ልምዓትን ምልዛቦም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት መግለፂ ተዋሂቡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፣ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሶማሌን ሃረሪን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ንዘበናት ካብ ውሽጥን ደገን ንዘጋጠምዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም Desta Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ኢዩ – ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ÷ “ሰላም ንኣፍሪካና፣ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ተግባር ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተወገኑ ምዃኖም እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ፀገም ፀጥታ ብስሩዕ ስርዓት ምኽባር ሕጊ ንምቁፅፃር…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 122 ሺሕ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብማእኸለዎትን ኣንእሽቲን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን122 ሺሕን 380 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፈፃሚት ስራሕ ጉስትራቴጂክ ዳያት እቲ ትካል መጅዲያ ሓቢብ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ክልውጡ ኣለዎም – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ብስራሕ ንምልዋይ ክተግሁ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ኣገንዚቦም። ኣብቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ህይወት ዝተመለሱ ልዕሊ 680 ዕጡቓት ዴሞክራሲያዊ…