ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…