ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ።
ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…