ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም።
ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…