ስፓርት ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም። ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ። ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ክልተ መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን። እተን መራኽብ 360 ደገፍ ዝህቡ ሰባትን 122 ተሽከርከርቲን ዘሳፈራ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ብሄራዊ ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ቱርኪ ከምዝበሎ፥ እቶም ሰባት ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገብረኣምላኽ የዕብዮ(ረ/ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገ/ኣምላኽ የዕብዮ በላይ(ረዳት ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንክኾኑ ሸይሞም። ረዳት ፕሮፌስር ገብረኣምላኽ የዕብዮ ካብ ዩንቨርስቲ ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ተገሊፁ Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም 2016 ዓ.ም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ክልላት ብብሄራዊ ፈተናን ካልኦት ክልላዊ ነባራዊ ኩነታትን መበገሲ ብምግባር ዝተወሰኑ ለውጢታት ክግበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም። ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም – ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ዘሳለጦ መበል ራብዓይ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ኢትዮጵያ ነቲ ኮሚቴ ንዝቕፅሉ ከልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ዘቲዮም Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ዘቲዮም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ ሃቫና ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ ደመቀ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ፥ ምስ ተወካሊ ምክትል ሓላፊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ (ዶ/ር)፣ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ንኢትዮጵያ ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ Desta Sep 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ መተሓባበሪ ቢሮ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኦቻ) ኣቢሉ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ…